Translate

Tuesday, May 27, 2014

ብፍረ ስውኣት ዝተዳለወ
ግንቦት 2006 ዓ.ም [ from Aigaforum]

ብዛዕባ ፍረታት 20 ግንቦት እንትንሓስብ ኣብ ቅድሜና ዝኹልዑ ብዙሓት ቅያታት ምርኣይና
ኣየቐርን፡፡ ኣብዚ ንኽንበፅሕ ዝተሓለፉ ኩሎም ተጓንፎታት ፣እዞም ተጓንፎታት ድማ ከከም
ኣመፃፀአኦም በዲህኻ ንምሕላፍ ዝተኻየደ ወርቃዊ ተጋድሎ ንረክብ፡፡ ተጋዳላይ ህወሓት
ኢህወዴግ ነቲ ሕሱም በላዒ ሰብ ስርዓት ደርጊ ድሕሪ ናይ 17 ዓመታት መሪር ተጋድሎ ድዋዕዋዕ
ዘበለላ ፣ብኣንፃሩ ድማ እቲ ንዘበናት ናይ ነፃነት፣ማዕርነትን፣ፍትሒ ብሓፈሻ ድማ ዴሞክራሲያዊን
ሰብኣዊን መሰላቱ ክሕለውሉ ዝተቓለሰ ህዝቢ ደርጊ ንሓዋሩ ክወፆ ናብ ዘይኽእል መልግብ
ዝተቐበረላ ኣብሳሪት ዕለት ምኳና ኣብ ቅድሜና ተኾሊዑ ይመፅእ፡፡
The full text pdf is Here

No comments:

Post a Comment

Note: Only a member of this blog may post a comment.